ንደቂ ኣንስትዮ* ኣንጻር ዓመጽ
fiera ደገፍ ግዳያት ዊንተርተር ማእከል ደገፍ ግዳያት እዩ። ግዳይ ዓመጽ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ* ንደግፍ። እቲ ማእከል ብካንቶን ዙሪክ ኣፍልጦ ዝረኸበ እዩ።.
እቲ ምምኽኻር ብነጻ፡ ምስጢራዊን ምስ ዝሕተት ስሙ ዘይተገልጸን እዩ። ኣባላት ስድራቤትን ሰብ ሞያን እውን ካባና ምኽሪ ክሓቱ ይኽእሉ እዮም።.
ዕፁው